ወያነ እንስሳት Animal Farm

ወያነ እንስሳት ናይ ጆርጅ ኦርዌል Trại súc vật ዝብል ናይ ፖለቲካዊ ኣሽሙር መፅሓፍ ብ ትግርኛ ተተርጒሙ ዝቐረበ እዩ።
Twinsoft Technologies PLC
Tải ወያነ እንስሳት Animal Farm APK
Đánh giá 4
Thể loại Sách và Tài liệu tham khảo
Google Play ID com.twinsoftplc.weyaneenssat
Lượt tải 5+
Tổng quan ወያነ እንስሳት Animal Farm
ወያነ እንስሳት ናይ ኦርዌል 'ኣኒማል ፋርም' ዝብል መፅሓፍ ብትግርኛ
ዝተውሃቦ ስያመ እዩ።

እዚ ስያመ ዝተሓረየሉ ቀንዲ ምኽንያት ትሕዝቶ እቲ መፅሓፍ ኣጉሊሁ ዘርእይ ን ን“ኣኒማል ፋርም” “ሕርሻ እንስሳት” ካብ ዝብል ቀጥታዊ ፍታሕ “ወያነ እንስሳት ” ዝብል ዝበለፀ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ንዝኾኑ ኣንበብቲ ትርጉም ኣለዎ ብም ባል ስለዝኣመንኩሉ እዩ።

ወያነ እንስሳት ፤ ጆርጅ ኦርዌል ኣብ ናይ ሩስያ ዓመፅ ዝተዓዘቦን እቲ ዓመፅ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስዐቦ ናይ ፖለቲካዊ ፣ ኢኮኖምያዊን ማሕበራዊን ፀገም ኣሽሙራዊ (ሳቲሪካል) ብዝኾነ ኣቀራርባ ዘቃለዐሉ ስራሕ እዩ። ናይ ወያነ እንስሳት ጭብጢ ፤ ብናይ ወድሰብ ጨቋኒ ምሕደራ ዘምረሩ እንስሳት ካብ ጥሜት ፣ ድኽነት ፣ ብዝ በዛ ፣ ኢ-እንስሳዊ ምሕደራ ሓራ ንምውፃእን ባዕሎም ንባዕሎም ንምምሕዳርን ኣ ብ ልዕሊ ገዛእቶም ዓመፅ ምልዓሎምን መሰረታዊ ለውጢ ምግባሮምን ጥራይ ዘይኮ ነስ ፤ እቲ ዓመፅ ኣብ ህይወቶም ዘስዐቦ ፖለቲካዊ ፣ ኢኮኖምያዊን ማሕበራን ለው ጢ ‘ዉን ትእምርታዊ (ሲምቦሊክ) ብዝኾኑ ገፀ-ባህርያት ናይ ታሪኽ ፍፃመ ኣዲዱ ሓተታ ዝገብር እዩ።

ወያነ እንስሳት ዕምቆትን ብስለትን ዘለዎ ፣ ኣመራማሪን ንሕልና ዝሙጉትን መፅሓፍ ብምዃኑ ብርክት ዝበሉ ናይ ሕ/ሰብ ሳይንስ ፣ ፖለቲካን ስነ-ፅሑፍን ም ሁራት ብዙሓት መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘቕረብሉን ኣብ ምቕራብ ዝርከብሉን ብሉፅ መፅሓፍ ኮይኑ ይርከብ። ካብ ሞንጎ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝርከቡ ምሁራት ቋንቋን ስነ-ፅሑ ፍን ብወያነ እንስሳት ኣቢሎም ዘቕረብዎ መመረቒ ፅሑፍ (ቴሲስ) ናይ ፒኤች ዲ (ዶ ክትሬት ኦፍ ፊሎዞፊ) ዲግሪ ረኺቦም እዮም።

Xem thêm
Tải APK bản Android
Hiện tại tạm không hỗ trợ tải APK của ወያነ እንስሳት Animal Farm. Vui lòng tải trên Google Play.
Google Play
Tải trên CH Play
1. Click "Tải trên CH Play"
2. Tải ወያነ እንስሳት Animal Farm trên CH Play
3. Khởi động và trải nghiệm ወያነ እንስሳት Animal Farm
Câu hỏi thường gặp về APK ወያነ እንስሳት Animal Farm

Liệu ወያነ እንስሳት Animal Farm có an toàn đối với thiết bị của tôi?

Xem thêm

File XAPK là gì? Nếu file ወያነ እንስሳት Animal Farm tôi đã tải về là định dạng XAPK thì sao?

Xem thêm

Tôi có thể chơi ወያነ እንስሳት Animal Farm trên PC?

Xem thêm

Hãy tìm thử

Ứng dụng tương tự như ወያነ እንስሳት Animal Farm
Còn nhiều ứng dụng của Twinsoft Technologies PLC